Thursday, July 26, 2012

Audio: Interview with Artist Kedija Adem, the wife of Isaias Tsegai – VOA - 07/26/2012

Interview with Artist Kedija Adem, the wife of Eritrean Film producer Isaias Tsegai with VOA Tigrinia. Isaias and Kedija are the parents of three kids..

ረቡዕ, 25 ሓምለ 2012
`ኢሳያስ ሃገር`ዩ፡ ኮኸብ`ዩ ወዲቑ` ትብል በዓልቲ ቤት ኢሳያስ ጸጋይ ከዲጃ ኣደም
ስነ-ስርዓት ቀብሩ፡ ኣሸሓት ኣብ ዝተረኸብሉ ብሰሉስ ኣብ ኣስመራ ተፈጺሙ
ብ Tewelde Weldegebriel | Washington

ብርክት ዝበላ ዓበይትን ነዋሕትን ፊልምታት ብምድራስን ብምእላይን፡ ከምኡ`ውን ዝተፈላለዩ ድርሰታትን ወሓለ ግጥምታትን ብምብርካቱ ዝፍለጥ ኢሳያስ ጸጋይ፡ ሞቱ ንብዙሓት ዘሰንበደ ኾይኑ`ሉ።

በዓልቲ ቤቱ ኣርቲስት ከዲጃ ኣደም፡ “ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ጽንዓት ይሃብኪ ይብለኒ`ሎ፡ ኣነ`ውን ንህዝቢ ኤርትራ ጽንዓት ይሃብካ ክብሎ እደሊ፡ ንኤርትራ ኮኸብ`ዩ ወዲቕዋ” ዝብል ርኢቶ ንቪኦኤ ሂባ`ላ።

ምስ ከዲጃ ዝተገብረ ሓጺር ቃለ-መጠይቕ ኣሎ፡ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡


Click below to listen to the Audio interview



 
Design by Free WordPress Themes | Bloggerized by Lasantha - Premium Blogger Themes | Best Buy Coupons